ንጹላት ኮኻኽብቲ

ሃገራዊ ፍቕሪ – 2004

todayseptember 3, 2023 6

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ሃገራዊ ፍቕሪ - 2004

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ሃገራዊ ፍቕሪ - 2004 ቢንያም ገ/እየሱስ

መቸስ እቲ ሃገራዊ ፍቕሪ ዝባሃል ብመሰረቱ ስማዊ እምበር ሃገራዊ ፍቕሪ በቲኾሞ’ዮም። እሞ ካብ በተኽዎስ ሃገራዊ ፍቕሪ ብስሚዒት ካብ ማዕሙቕ መሰረት ኣካላትና ዝነቐለ ፍቕሪ ሃገር ክህልወና ኣለዎ። ሃገር ኢልካ ኣብ ትሓስበሉ ግዜ ቀዳምነት ስምዒት ሃገር ክስራዕ ኣለዎ፡ ብድሕሪኡ’ዩ ኣውራጃ፡ ዓዲ፡ ካልእ ማልእ ዝስራዕ።

ሃገራዊ ፍቕሪ

ሃገራዊ ፍቕሪ
ኤርትራውነትካ ይኹን ነባሪ
ሃገራዊ ፍቕሪ
ብስምዒትካ ተዘዝ የብልካ

ማዕሙቕ ልብኻ…
ዝመንጨወ ፍቕሪኻ…
ዕረ ኮይንካሉ
መቐረት ዋሓዚ ደምካ…
ነብስኻ የሕሲርካ…
ክትነብረሉ መሪጽካሉ…
ወገንነት ማዕቢሉ…
ቀዳምነት ተሰሪዑ…
ሃገራዊ ካልኣዊ ስለምንታይ…

ኣነ ንሃገረይየ
ንሃገረይ ጥራሕ
ሃገረይ ምባል
ኡኹል ኣይኮነን
ሃገርን ፍቕሪን
ወገንነትካን
ፈላሊኻ ራኣዮ
ንሃገረይ ክትብለሉ
ንኤርትራዊ ዜጋ
ከም ኤርትራዊ ርኣዮ
ፍቕሪ ሃገርካየ
ከተስተማቕረሉ
ኣነ ንሃገረይ
ኡኹል ኣይኮነን
ፍቕሪ ሃገር ዘይብሉ

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%