ንጹላት ኮኻኽብቲ

ሃገራዊ ዲኻ’ታ ወዲ – 2022

todayseptember 3, 2023 3

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ሃገራዊ ዲኻ'ታ ወዲ - 2022

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ሃገራዊ ዲኻ'ታ ወዲ - 2022 ቢንያም ገ/እየሱስ

ሃገራዊ ዲኻ’ታ ወዲ

ሃገራዊ ዲኻ’ታ ወዲ
ንምዕባሌኻ ኣምት ማኣዲ

መዋእል ኮይኑ- ሰብኣውነት ዘይብሉ
ባርነት ናብ ባርነት- ግዝኣት ተተኺሉ
ተመስገን ኣብትብለሉ- ዕልልታ ናጽነትካ
ብቤታዊ ባዕዲ- ደሞ ተኾሊፍካ
ጽልእን ቅርሕንትን- ኣብቊሉ ፍሕኛ
ትተኮስ ዛፍሕኛ- ህግደፍ’ዩ ደመኛ
ክትስዕሮ ሓቀኛ- ባዕልኻ ኢኻ ዳኛ
ንሱዩ ሓደ መፍትሕ ናይ ምዕባሌኻ ዋልታ

ስምራ፡
ከም ወዲ መሬት ዝባንካ ኣውዲቕካ…
ንኽትነብረላ ብዘይ ስክፍታ…
ዓርኪ ማሓዛ ሓወይ ሓፍተይ ኮታ…
ለምሊሙ ሰቲ ኡፈይታ ክትረኽበላ…
ነዚ ገዲፍካ ዶ ኣንነት ምዓላ…
ሃገራውነት በል ንፍቕሪ ሃገርካ…

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%