ህዝቢ ኤርትራ ይዋኣኻ – 2004
ህዝቢ ኤርትራ ይዋኣኻ
መሰረት ጠንቂ ሽግርካ
ዘይምፍላጥካ ተቐሊጡ ዝባንካ
ተቐሊጡ’ሎ ዝባንካ
ኣለዉ ቁስልኻ ዝሓኩ
ከይትፍወስ ዝርህጹ ዝውዕሉ
የእቲዮምኻ ናብ ጸልማት
ብሰንኪ ዞም’ወገናት
ድንግርግር ፖለቲካ
ይሕየኽ ከም ማስቲካ
ንምድንጋር ይእለም ይስራሕ ተዋጊዱ ፋብሪካ
በላበሎው… ንኽትብለሉ…
መእሰሪ ከይርከቦ
መእሰሪ ከይትረክብ ሽግርካ ከይዕረ
ስምራ፡ ብምሉኡ ደርፊ