ዘየደቅስ ድቃስ
የደቅስዲዩ ድቃስ፡፡፡
ሕልናኻ ዝቕስቅስ
ከመይገርካ ትድቅስ፡፡፡
ኣእሙሮኻ ተዕረፈ’ዩ
ቅሳነት ዝህበካ
ባዓል ሕልና ኣልቦ
ኣይግዶም እንተደቀሱ
ለኪሞምኻ ክድምስሱ፡፡፡
ገዛኻውን ዓኒያ ፈሪሳ
ብማዶ ክትሪኣ ጥራሕ ሃሲሳ።።
ተባራበር ተንስእ ኣይትንበር ፡፡፡፡
ከምዚልካ ናብራ ኣይነበር ።።
ማዓስ ኢኻኸ ክትባራበር ።።
ሰበይ ዝበልካዮም ጠሊሞሙኻ ።።
ተሓምበለ ክብሉ ምስጸላኢኻ ።።
ማእከላውያንዮም ከዲዖምኻ ።።
ተንስእባራበር ከምዚልካ ኣይትንበር ፡፡፡፡
ኢሕዳበልካ ኣይትንበር ተንስእ ተባራበር፡፡፡