ኤርትራ ሃገርና ተጣሊዖምላ 2 ተላጊጾምላ
ባዓል ጉሒላ ኣዛብእ ኮይኖምላ
ባዕል ጉሒላ ናየቦታቶም ዘይብሎም
መዕነዊ ቤቶም ንጥቅሞም ዝላ
ከምዘይፈለጡ እንዳፈለጡ
ማሕላ ሰማእታት ከየተግበሩ ዘስቀጡ
ደርፊ፡
ምስ ወዲ ጓና ቃል ኪዳን ኣሲሮም
ህዝቦም ካጽንቱ ዲግዲግ ተዓጢቆም
ኢሰያስ መራሒኦም ወዲ ዓዲ ጓና
ወዲ ተምቤን መንደላይ ተመን
ልቡ ዘይርከብ መንደላይ ተመን
ርብዒ ዘመን ብዘይ ህንጸት፡፡፡
ሸሚሞማ ደልሃመት ብርሰት፡፡፡
ምስ ወዲ ጓና ቃል-ኪዳን ኣሰሮም፡፡፡
ኤርትራ ሃገርና ተጣሊዖምላ፡፡፡
ባዓል ጉሒላ ኣዛብእ ኮይኖምላ፡፡፡