ኣብ ሙዕቡል ሃገር እንዳነበርኩ
ንማለቱ ወፊረ ያኣቱ
ከባቢየይ ተነፊገዮ
ከይማሃሮ ንጥቕመይ ከሎ
ፍትሓዊ ኮሎ ዘዛንየኒ
መሰል ክብረተይ ዘኹርዓኒ
ሃገራውነተይ ዘቃራርበኒ
ኤርትራውነተይ ከይሕሸኒ
ኣውራጃ ሕልናይ የገድደኒ
ኣውራጃይ ክብል ኣብዘይ ሃገረይ
ተሪፈ ነዛ ዕቢየተይ
ኣብ ሙዕቡል ሃገር እንዳነበርኩ
ንማለቱ ወፊረ ያኣቱ
ከባቢየይ ተነፊገዮ
ከይማሃሮ ንጥቕመይ ከሎ
ኤውሮፓ ካናዳ ኣመሪካ
ኩሉ ወዮ ርእሲ ታኒካ
ካብኡ ዝገደደ ኣብ እስራኤል
ሰፈር ድንቁርና ኮይኑ ክዕለል
መፍቶ ጓና ኾይነ
ተሪፈ ሳኣን ንቕሓተይ