ኣውሊዐይየ
ኣውሊዐይ ኣውሊዐይየ
እንቋዕ ደኣ ተፈለኺለይየ
ኣውሊዐይየ
ክርዳዶም መሚኺለይየ
ደላይ ፍትሒ
መለለይኡ ፈሊኺለይየ
ድንግርግር ኮይኑኒ
ናብ መኖም ከይሕወስ…
ዳበልኩየ ነቢረ
ንነብሰይ ክወቅስ…
ኣውሊዐይ ዝሓዘን
ምስ ሰብ ሕዋስ ደብን…
ሙስሉይነት ሃገር
ከንጸባርቕ ዝጸንሐ…
ሕጂግርም መሚኺለይ ሚሐ…
ትንሳኤኺ ብርሃንኪ ዘርገሐ…
ስምራ፡
ኣውሊዐይየ ምሳኺየ
ኣውሊዐይየ ሓጎሰይየ
ኣውሊዐይየ ተፈታዊትተ
እንቋዕ ተፈለኺለይ