ኣንጻሩ ገጻዉ’ዩ ንሱ
ኣመሉ ዘየምሕረሉ
ሪኢኻዮዶ እቲዝገበሮ
ታይከ ኽምጫዕ
ኢሉ ይካተዖ…
ታይከ ከምጽእ
መንፋዕቲ ኮይናቶ
ካብ ሓቂ ክርሕቕ
ከይቀርቦ ያሃድሞ…
ሰሚዕካዮዶ… እቲዝበሎ…
ከሕርቖ ኢሉኳዩ… ኩሉ ዝኣበዮ…
ቀኒዑ ከይቀንዕ… ሓንጊዱ ምንዕ…
ምንዕየ ምንዕ…ካንዲዩ ኾይኑካየ
ተማሃርንዶ
ሰሚዕካዮዶ
ታይከ ክምጫዕ
እቲ ዝበሎ …
ኣበር ዘራጊቶ
ገጻውዩ ንሱ
ንሳያ መልሱ