ምድሪ ሓብደሻ መንግስታ ዓሻ – 2004
መንግስቲ ሃገር… ዝኸደ ስዲ…
ስርዓተ ሕጊ ከኽብር
ዘይሕሰብ ሕዛእቲ ገበል
ክውንና ዓዲ ዝበለካ ክትቅበል ንክቋጻጸር
ብኩዶ ዓዲ ተደኮነት
ደምካ ነቢዑ ብኣልቦ ምረት
ብርሃንካ ጸልሚቱስ ጥራይ ንኺድ
ተዓጺኻ ኩምራ ንኽትነድድ
ሰማዒዶ.. ሲኢንካ.. እዋይ ሲኢንካ
ኣነሲ ተዳሊየለኹ መገሻይ ሒዘ ሞዶሻይ
ኣብ ምድሪ ሓበሻ ህዝባ ዲዩ ዓሻ
ንስልጣን ኮሮሻ መሳፍንቲ ቀሸሻ
ሕጊ ረጊጾም መናሃሪያ ውርሻ
ቖራራብሻ ተጎዛዘ ኮይኑ ሕፍሽፍሻ
መሰል ዘይርከቦም ሕጎም ጣሻ
ምድሪ ሓብደሻ መንግስታ ዓሻ
ዓሻ ብዓሻኣ ስልጣኖም መሽሚሻ