ሕመረት ናይ ኣንነት …
ሱርመሰረት’ዩ ዓለታውነት፡፡፡
ሰብ ተፈጢሩ ፈጣሪ ዝሃቦ
ቂሐጽልሚ ዝተዎቆቦ
ይኽፋእ ኢጸብቕ ዝተዓደለ
ሰብ’ዩ ከማኻ ማዕረ ዝልለ
ንቡር’ዩ ውሰዶ፡፡፡ ፍጡር’ዩ ወዲኣዳም፡፡፡
ጽባቐ ኣይትርኤ ልብኻ ዳኣ ኣቐድም፡፡፡
ደርፊ፡
ጸሊም ከደራይ ኣፍሪቃዊ
ተፈታዊ ሕብሪዩ ነባሪ
መልከዕኛየ ቀይሕ ሕብሪ
ምትላል’ዩ ነብስኻ መዕሸዊ (2)
ጸሊም ከደራይ ኣፍሪቃዊ
ተፈታዊ ሕብሪዩ ነባሪ
ስምራ፡
ንዮው ዳኣ በሎ፡፡፡
ሕመረት ናይ ኣንነት፡፡፡
መሰረት’ዩ ዓለትነት፡፡፡
ሓድነትካ ከይተረፈ፡፡፡
ኢዝርገልካ’ዩ ዘሎ፡፡፡
የራሓሕቕ ዘሎ፡፡፡
ሳዓሮ’ቲ ኣንነት፡፡፡
ኣሎ ዝገደደ፡፡፡ ሕማም ወዲዓዲ፡፡፡
ቅድሚ ሃገራውነት የቀድሙ ኣንነት