ሃገርና ኤሪትራ ናይ ኩሉ
ኤሪትራዊ ዜጋ ማዕረያ ትብጾሖ
ነቲ ሓደ ኣይትቐርቦ…
ነቲ ሓደ ኣይትርሕቖ…
ኣስላማይ ክርስቲያናይ…
ሓቢሩ ዝነብረላ ሃገር…
ደመኛ ኤሪትራዊ ግህደፍ ተኽሊ ቦቑሉ
ሓድነትና ክዝርግ ብጊሓቱ’ዩ ኣንቂሉ…
ሃገርና ኤሪትራ ናይ ኩሉ
ኤሪትራዊ ዜጋ ማዕረያ ትብጾሖ
ኤሪትራዊ ዜጋ…
ዕሸል’ዩ ብሕጻኑ…
ኣምዕቱ ከይቆጸረ…
ብሸዊቱ’ዩ ከይተረረ…
መዋዕልቲ እንስሳ ምስ ዕንቅርቢት ተመን
የሕልፎ’ሎ ከርተት ንመፋረቕ ዘመን…
ኤሪትራ ወይዛ ኩሑሎ
ማዕረ ንኹሉያ ትብጾሖ
ብዘይ ኣፋላላይ ንኹሉ
ንኤርትራዊ ዜጋ ንኹሉ
ኤሪትራ ኣደ ኹልና
ሓላይት ዜሃታታ ሃገርና