DJ

ኤርትራዊዝም ኣይኮንኩን

todaymars 5, 2024 14

Background
share close

ስነ ጥበብ ናይ ህዝቢ መስቲያትን ድምጺ ህዝብን ብዃኖም ኣገልገልቲ ህዝቢ እዮም። ስለዚ ስርሖም ክዝንግዑ የብሎምን። ናይ ኤርትራውያን ስነጥበባብዊያን ግን ዋላ ደኣ ኩሎም ኣይኹኑ’በር፡ ከምቲ ዝድለ ዘይምዃኖም ግን ኣብ ሕቶ ምልክት የታሓሳስበካ። ኤርትራዊ ስነ-ጥበብ ምስ ህዝብኻ ኹን ናይ ህዝብኻ ልሳን ኩን፡ መስመር ሓቂ፡ መሰል ወዲ ሰብ ኣርእዮ፡ ሓብሮ፡ ኣጉሉሓሉ፡ ነብሰተበላጽነትን ተገዛኢ ስርዓታትን ኣይትኹን።

ናብ ሙዚቃ ክትሰምዑ ነቲ ስእሊ ጠዉቑ…

ኤርትራዊዝም ኣይኮንኩን
ኤርትራዊ ሃገራዊ’የ።
ኤርትራዊ ክልተ ነገር’ዩ፡
ኤርትራዊ ሃገራዊ ፍቕሪ’ዩ፡
ኤርትራውነት – ኤርትራዊዝም’ዩ፡
ስነ-ሓሳብ – ህግደፋዊ
ተኸታሊ’ዩ – ፋሺሽቲነ።

Written by: admin binimusik

Rate it

Similar posts

Post comments (0)

Leave a reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *


0%